ማርቆስ 1:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብዘላ ሃገር ይሁዳን ኵሎም ሰብ የሩሳሌምን ከኣ፡ ናብኡ ወጹ፣ ሓጢኣቶም እናተናዘዙ እውን፡ ኣብ ፈለግ ዮርዳኖስ ብእኡ ተጠምቁ።*+