ዘሌዋውያን 19:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንብጻይካ ኣይትዓምጾ፡+ ኣይትዝመቶ።+ ውዕለት ወዓላይ ድማ ክሳዕ ንግሆ ምሳኻ ኣይሕደር።+ ዘዳግም 24:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ንሽጉር ወይ ንድኻ ወዓላይ፡ ሓደ ኻብ ኣሕዋትካ ዀነ፡ ወይ ኣብ ምድርኻ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ዘሎ ጓና፡ ኣይትዓምጾ።+ 15 ሽጉር ስለ ዝዀነን ህይወቱ* ኣብኡ ስለ ዚምርኰስን፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ጸሓይ ከይዓረበት ውዕለቱ ሃቦ።+ እንተ ዘይኰነስ፡ ናብ የሆዋ ኺጠርዓልካ እዩ፡ ሓጢኣት ድማ ኪዀነካ እዩ።+
14 “ንሽጉር ወይ ንድኻ ወዓላይ፡ ሓደ ኻብ ኣሕዋትካ ዀነ፡ ወይ ኣብ ምድርኻ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* ዘሎ ጓና፡ ኣይትዓምጾ።+ 15 ሽጉር ስለ ዝዀነን ህይወቱ* ኣብኡ ስለ ዚምርኰስን፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ጸሓይ ከይዓረበት ውዕለቱ ሃቦ።+ እንተ ዘይኰነስ፡ ናብ የሆዋ ኺጠርዓልካ እዩ፡ ሓጢኣት ድማ ኪዀነካ እዩ።+