ሮሜ 13:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ፍቕሪ ንብጻያ እከይ ኣይትገብሮን እያ፣+ እምበኣር፡ ፍቕሪ መፈጸምታ ሕጊ እያ።+ ገላትያ 5:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ከመይሲ፡ ኵሉ እቲ ሕጊ፡ “ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ኣብ እትብል ሓንቲ ትእዛዝ ተፈጺሙ* እዩ።+