ራእይ 6:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ካልእ ሓመር* ፈረስ ድማ ወጸ፣ እቲ እተወጥሖ ኸኣ፡ ንሓድሕዶም ምእንቲ ኺቃተሉስ፡ ንሰላም ካብ ምድሪ ኼርሕቓ ተፈቕደሉ፣ ዓብዪ ሰይፊ እውን ተዋህቦ።+