1 ዜና መዋእል 2:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ራም ንኣሚናዳብ ወለደ።+ ኣሚናዳብ ንነኣሶን እቲ ሹም ደቂ ይሁዳ ወለደ።+ 11 ነኣሶን ንሳልማ+ ወለደ። ሳልማ ንቦኣዝ+ ወለደ።