ዘፍጥረት 6:11-13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ምድሪ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተበላሽያ ነበረት፡ ምድሪ ድማ ብዓመጻ መልአት። 12 ኣምላኽ ድማ ንምድሪ ረኣያ፡ ተበላሽያ ኸኣ ነበረት፣+ ኵሉ ስጋ፡* መገዱ ኣብ ምድሪ ኣበላሽዩ ነበረ።+ 13 ድሕሪኡ፡ ኣምላኽ ንኖህ ከምዚ በሎ፦ “ብሰሮም ምድሪ ብዓመጻ መሊኣ እያ እሞ፡ ንዅሉ ስጋ መወዳእታ ኽገብረሉ ወሲነ እየ፣ ስለዚ፡ ምስ ምድሪ ኸጥፍኦም እየ።+
11 ምድሪ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተበላሽያ ነበረት፡ ምድሪ ድማ ብዓመጻ መልአት። 12 ኣምላኽ ድማ ንምድሪ ረኣያ፡ ተበላሽያ ኸኣ ነበረት፣+ ኵሉ ስጋ፡* መገዱ ኣብ ምድሪ ኣበላሽዩ ነበረ።+ 13 ድሕሪኡ፡ ኣምላኽ ንኖህ ከምዚ በሎ፦ “ብሰሮም ምድሪ ብዓመጻ መሊኣ እያ እሞ፡ ንዅሉ ስጋ መወዳእታ ኽገብረሉ ወሲነ እየ፣ ስለዚ፡ ምስ ምድሪ ኸጥፍኦም እየ።+