ራእይ 19:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንሱ ድማ፡ “ጽሓፍ፦ እቶም ናብ ድራር መርዓ እቲ ገንሸል እተዓደሙ ሕጉሳት እዮም”+ በለኒ። “እዚ እቲ ናይ ሓቂ ቓል ኣምላኽ እዩ” እውን በለኒ።