ያእቆብ 2:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሓው ወይስ ሓብቲ እንተ ዓሪቖም፡ ናይ ዕለት ምግቢ እውን እንተ ስኢኖም፡ 16 ንሰብነቶም ዜድሊ ኸይሃብኩምሲ፡ ሓደ ኻባኻትኩም፡ “ብሰላም ኪዱ፡ ሙቑ፡ ጽገቡ” እንተ ኢልዎም፡ እንታይ ይጠቅም፧+
15 ሓው ወይስ ሓብቲ እንተ ዓሪቖም፡ ናይ ዕለት ምግቢ እውን እንተ ስኢኖም፡ 16 ንሰብነቶም ዜድሊ ኸይሃብኩምሲ፡ ሓደ ኻባኻትኩም፡ “ብሰላም ኪዱ፡ ሙቑ፡ ጽገቡ” እንተ ኢልዎም፡ እንታይ ይጠቅም፧+