ማርቆስ 14:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ጽዋእ ኣልዒሉ እውን፡ ኣመስጊኑ፡ ሃቦም፣ ኵላቶም እውን ካብኣ ሰተዩ።+ ሉቃስ 22:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ከምኡ ድማ፡ ድሕሪ ድራር ነታ ጽዋእ ኣልዒሉ ኸምዚ በሎም፦ “እዛ ጽዋእ እዚኣ፡ እቲ ምእንታኹም ብዚፈስስ+ ደመይ+ ዚግበር ሓድሽ ኪዳን ማለት እያ።+