-
ዮሃንስ 2:19መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
19 የሱስ ድማ፡ “ነዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ኣፍርስዋ፣ ኣነ ኸኣ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኸተንስኣ እየ” ኢሉ መለሰሎም።+
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 6:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 ንኣብነት፡ ‘የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነዛ ቦታ እዚኣ ኼፍርሳ፡ ነቲ ሙሴ ዝሃበና ልምዲ ኸኣ ኪልውጦ እዩ’ ኺብል ከሎ ሰሚዕናዮ” በሉ።
-