ማቴዎስ 26:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሽዑ፡ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ፡ እቲ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ዚብሃል፡+ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ከይዱ፡+ 15 “ንዕኡ ኣሕሊፈ ኽህበኩምሲ፡ እንታይ ትህቡኒ፧” በሎም።+ ንሳቶም ከኣ 30 ብሩር ኣቕረቡሉ።+ ማርቆስ 14:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ይሁዳ ኣስቆሮታዊ፡ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ፡ ንዕኡ ኣሕሊፉ ምእንቲ ኺህቦም፡ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ከደ።+ 11 ንሳቶም ምስ ሰምዑ፡ ደስ በሎም፡ ገንዘብ ብሩር ኪህብዎ ድማ ኣተስፈውዎ።+ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኸኣ ምሹእ ኣጋጣሚ ይደሊ ነበረ።
14 ሽዑ፡ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ፡ እቲ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ዚብሃል፡+ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ከይዱ፡+ 15 “ንዕኡ ኣሕሊፈ ኽህበኩምሲ፡ እንታይ ትህቡኒ፧” በሎም።+ ንሳቶም ከኣ 30 ብሩር ኣቕረቡሉ።+
10 ይሁዳ ኣስቆሮታዊ፡ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ፡ ንዕኡ ኣሕሊፉ ምእንቲ ኺህቦም፡ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ከደ።+ 11 ንሳቶም ምስ ሰምዑ፡ ደስ በሎም፡ ገንዘብ ብሩር ኪህብዎ ድማ ኣተስፈውዎ።+ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኸኣ ምሹእ ኣጋጣሚ ይደሊ ነበረ።