ኢሳይያስ 9:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ግናኸ፡ እቲ ድነ ኸምቲ እታ ሃገር ኣብ ጭንቂ ዝነበረትሉ፡ ከምቲ ምድሪ ዛብሎንን ምድሪ ንፍታሌምን ዚንዓቓሉ ዝነበራ ናይ ቀደም ግዜ ኣይኪኸውንን እዩ።+ ኣብ ዳሕራይ ግዜ ግና፡—ንመገዲ ባሕሪ፡ ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ፡ ንናይ ኣህዛብ ገሊላ፡—ኬኽብራ እዩ። 2 እቲ ኣብ ጸልማት ዚመላለስ ህዝቢ፡ዓብዪ ብርሃን ርእዩ። ነቶም ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ጽላሎት ዚነብሩ፡ብርሃን በሪሁሎም።+
9 ግናኸ፡ እቲ ድነ ኸምቲ እታ ሃገር ኣብ ጭንቂ ዝነበረትሉ፡ ከምቲ ምድሪ ዛብሎንን ምድሪ ንፍታሌምን ዚንዓቓሉ ዝነበራ ናይ ቀደም ግዜ ኣይኪኸውንን እዩ።+ ኣብ ዳሕራይ ግዜ ግና፡—ንመገዲ ባሕሪ፡ ኣብ ዞባ ዮርዳኖስ፡ ንናይ ኣህዛብ ገሊላ፡—ኬኽብራ እዩ። 2 እቲ ኣብ ጸልማት ዚመላለስ ህዝቢ፡ዓብዪ ብርሃን ርእዩ። ነቶም ኣብ ምድሪ ብርቱዕ ጽላሎት ዚነብሩ፡ብርሃን በሪሁሎም።+