ማርቆስ 15:39 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ፡ ትንፋሱ ኸመይ ኢላ ኸም ዝሓለፈት ምስ ረኣየ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ” በለ።+
39 እቲ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ዝነበረ ሓለቓ ሚእቲ ኸኣ፡ ትንፋሱ ኸመይ ኢላ ኸም ዝሓለፈት ምስ ረኣየ፡ “እዚ ሰብ እዚ፡ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ” በለ።+