ማቴዎስ 13:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “እምበኣር፡ ምሳሌ እቲ ዘራኢ ስምዑ።+ ሉቃስ 8:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እታ ምሳሌ ኸምዚ ማለት እያ፦ እቲ ዘርኢ፡ ቃል ኣምላኽ እዩ።+ 1 ጴጥሮስ 1:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ቃል የሆዋ* ግና ንዘለኣለም ይነብር።”+ እዚ “ቓል” እዚ ኸኣ፡ እቲ እተሰብከልኩም ብስራት እዩ።+