1 ጴጥሮስ 5:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ!+ ድያብሎስ እቲ መጻርርትኹም ዚውሕጦ ደልዩ፡ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ ዀይኑ ይዘውር ኣሎ።+