ሉቃስ 8:50 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 50 የሱስ ሰሚዑ፡ “ኣይትፍራህ፡ እመን ጥራይ፡ ክትድሕን እያ” ኢሉ መለሰሉ።+ ዮሃንስ 11:39, 40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 የሱስ ድማ፡ “ነዚ እምኒ ኣልግስዎ” በሎም። ማርታ ሓብቲ እቲ ምዉት ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ራብዕቲ ገይሩ እዩ እሞ፡ ጨንዩ ኪኸውን ኣለዎ” በለቶ። 40 የሱስ ድማ፡ “እንተ ትኣምንስ፡ ክብሪ ኣምላኽ ምረኣኺዶ ኣይበልኩኽን፧” በላ።+
39 የሱስ ድማ፡ “ነዚ እምኒ ኣልግስዎ” በሎም። ማርታ ሓብቲ እቲ ምዉት ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ራብዕቲ ገይሩ እዩ እሞ፡ ጨንዩ ኪኸውን ኣለዎ” በለቶ። 40 የሱስ ድማ፡ “እንተ ትኣምንስ፡ ክብሪ ኣምላኽ ምረኣኺዶ ኣይበልኩኽን፧” በላ።+