ማቴዎስ 10:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ወርቂ ዀነ፡ ብሩር ኰነ፡ ነሓሲ ዀነ፡ ኣብ ቅናውትኹም ኣይትሓዙ።+ 10 ንዓያዪ ምግቡ ይግብኦ እዩ እሞ፡+ ንመገዲ ለቘታ ስንቂ፡ ወይ ክልተ ቐምሽ፡* ወይ ኣሳእን ወይ በትሪ ኣይትሓዙ።+
9 ወርቂ ዀነ፡ ብሩር ኰነ፡ ነሓሲ ዀነ፡ ኣብ ቅናውትኹም ኣይትሓዙ።+ 10 ንዓያዪ ምግቡ ይግብኦ እዩ እሞ፡+ ንመገዲ ለቘታ ስንቂ፡ ወይ ክልተ ቐምሽ፡* ወይ ኣሳእን ወይ በትሪ ኣይትሓዙ።+