ማቴዎስ 4:21, 22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ካብኡ ምስ ሓለፈ እውን፡ ክልተ ኻልኦት ኣሕዋት፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ ምስ ኣቦኦም ዘብዴዎስ ኣብ ጃልባ ዀይኖም፡ መርበቦም ኬዐርዩ ረኣየ እሞ፡ ጸውዖም።+ 22 ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ነታ ጃልባን ንኣቦኦምን ሓዲጎም ሰዓብዎ።
21 ካብኡ ምስ ሓለፈ እውን፡ ክልተ ኻልኦት ኣሕዋት፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ ምስ ኣቦኦም ዘብዴዎስ ኣብ ጃልባ ዀይኖም፡ መርበቦም ኬዐርዩ ረኣየ እሞ፡ ጸውዖም።+ 22 ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ነታ ጃልባን ንኣቦኦምን ሓዲጎም ሰዓብዎ።