ኢሳይያስ 42:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣይኪጭድርን፡ ወይ ድምጹ ዓው ኣይኬብልን እዩ፣ድምጹ እውን ኣብ ጐደና ኣይኬስምዕን እዩ።+ ማቴዎስ 8:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሱ ኸኣ፡ “እደሊ እየ። ንጻህ” እናበለ ኢዱ ዘርጊሑ ተንከዮ።+ ብኡብኡ ድማ፡ ካብ ደዌኡ ነጽሀ።+ 4 የሱስ ድማ፡ “ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣+ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣+ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብ” በሎ።+ ማርቆስ 5:42, 43 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ብኡብኡ ኸኣ፡ እታ ጓል ተንሲኣ ተዛወረት። (12 ዓመት ገይራ ነበረት።) ሽዑ፡ ብታሕጓስ ፍንጭሕ በሉ። 43 ንሱ ግና ንሓደ እኳ ብዛዕባ እዚ ኸየፍልጡ ደጋጊሙ* ኣዘዞም፣+ ዚብላዕ ኪህብዋ ኸኣ ነገሮም።
3 ንሱ ኸኣ፡ “እደሊ እየ። ንጻህ” እናበለ ኢዱ ዘርጊሑ ተንከዮ።+ ብኡብኡ ድማ፡ ካብ ደዌኡ ነጽሀ።+ 4 የሱስ ድማ፡ “ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣+ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣+ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብ” በሎ።+
42 ብኡብኡ ኸኣ፡ እታ ጓል ተንሲኣ ተዛወረት። (12 ዓመት ገይራ ነበረት።) ሽዑ፡ ብታሕጓስ ፍንጭሕ በሉ። 43 ንሱ ግና ንሓደ እኳ ብዛዕባ እዚ ኸየፍልጡ ደጋጊሙ* ኣዘዞም፣+ ዚብላዕ ኪህብዋ ኸኣ ነገሮም።