ማቴዎስ 16:1-3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ኪፍትንዎ ናብኡ ቐሪቦም፡ ካብ ሰማይ ትእምርቲ ኼርእዮም ሓተትዎ።+ 2 ንሱ ግና ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ምስ መሰየ፡ ‘ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ጻሕያ ኪኸውን እዩ’ ትብሉ፣ 3 ምስ ወግሐ፡ ‘እቲ እተደባነወ ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ሎሚ ዝናም ኪዘንም እዩ’ ትብሉ። ትርኢት ሰማይ ብኸመይ ከም እተለልዩ ትፈልጡ፣ ምልክት ግዜያት ግና ከተለልዩ ኣይትኽእሉን።
16 ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ኪፍትንዎ ናብኡ ቐሪቦም፡ ካብ ሰማይ ትእምርቲ ኼርእዮም ሓተትዎ።+ 2 ንሱ ግና ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ምስ መሰየ፡ ‘ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ጻሕያ ኪኸውን እዩ’ ትብሉ፣ 3 ምስ ወግሐ፡ ‘እቲ እተደባነወ ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ሎሚ ዝናም ኪዘንም እዩ’ ትብሉ። ትርኢት ሰማይ ብኸመይ ከም እተለልዩ ትፈልጡ፣ ምልክት ግዜያት ግና ከተለልዩ ኣይትኽእሉን።