ሉቃስ 3:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 መንፈስ ቅዱስ እውን ከም ርግቢ ኣብኡ ወረደ፣ ካብ ሰማይ ከኣ፡ “ዝሰመርኩኻ፡ ፍቑር ወደይ ንስኻ ኢኻ” ዚብል ድምጺ መጸ።+ ዮሃንስ 12:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኣቦ፡ ንስምካ ኣኽብሮ።” ሽዑ፡ ካብ ሰማይ፡ “ኣኽቢረዮ እየ፡ ከም ብሓድሽ እውን ከኽብሮ እየ”+ ዚብል ድምጺ መጸ።+