ማቴዎስ 26:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ድሕሪ ኽልተ መዓልቲ ፋስጋ ምዃኑ ትፈልጡ ኢኹም፣+ ወዲ ሰብ ድማ ኪስቀል ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ” በሎም።+