ማቴዎስ 5:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 የማነይቲ ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ፡* ጐጥጒጥካ ደርብያ።+ ብዘሎ ሰብነትካ ናብ ገሃነም* ካብ ዚድርበ፡ ሓንቲ ኣካልካ እንተ ጠፍአት ይሕሸካ።+ ማቴዎስ 18:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ* እውን፡ ካባኻ ጐጥጒጥካ ደርብያ። ምስ ክልተ ዓይንኻ ናብ ገሃነም* ሓዊ ኻብ እትድርበስ፡ ነቛር ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።+ ሮሜ 8:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ብስጋ እንተ ነቢርኩምሲ፡ ክትሞቱ ኢኹም፣ ግብሪ ሰብነት ብመንፈስ እንተ ቐቲልኩም ግና፡+ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም።+
9 ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ* እውን፡ ካባኻ ጐጥጒጥካ ደርብያ። ምስ ክልተ ዓይንኻ ናብ ገሃነም* ሓዊ ኻብ እትድርበስ፡ ነቛር ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።+