ማቴዎስ 18:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምዚ በሎም፦ “እንተ ዘይተመሊስኩም፡* ከም ቈልዑ እውን እንተ ዘይኴንኩም፡+ ናብ መንግስተ ሰማያት ከቶ ኣይክትኣትዉን ኢኹም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።+ ሉቃስ 18:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ቈልዓ ዀይኑ ዘይቅበላ ዘበለ፡ ከቶ ኣይኪኣትዋን እዩ” በለ።+