ማቴዎስ 20:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ድሕርዚ፡ ኣደ ደቂ ዘብዴዎስ+ ምስ ደቃ ናብኡ ቐረበት እሞ፡ እናሰገደትሉ* ሓደ ነገር ለመነቶ።+ 21 ንሱ ኸኣ፡ “እንታይ ትደልዪ፧” በላ። ንሳ ድማ፡ “እዞም ክልተ ደቀይ፡ ኣብ መንግስትኻ፡ ሓደ ኣብ የማንካ፡ ሓደ ኣብ ጸጋምካ ኪቕመጡ፡ በል” ኢላ መለሰትሉ።+
20 ድሕርዚ፡ ኣደ ደቂ ዘብዴዎስ+ ምስ ደቃ ናብኡ ቐረበት እሞ፡ እናሰገደትሉ* ሓደ ነገር ለመነቶ።+ 21 ንሱ ኸኣ፡ “እንታይ ትደልዪ፧” በላ። ንሳ ድማ፡ “እዞም ክልተ ደቀይ፡ ኣብ መንግስትኻ፡ ሓደ ኣብ የማንካ፡ ሓደ ኣብ ጸጋምካ ኪቕመጡ፡ በል” ኢላ መለሰትሉ።+