ኢሳይያስ 5:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ናይ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣታኽልቲ ወይንስ ቤት እስራኤል እዩ፣+ሰብ ይሁዳ ኸኣ ንሱ ዚፈትዎም ዝነበረ ኣትክልቲ* እዮም። ፍትሒ ተጸበየ፣+እንሆ ግና፡ ዘይፍትሓውነት። ጽድቂ ተጸበየ፣እንሆ ግና፡ ኣውያት።”+
7 እቲ ናይ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣታኽልቲ ወይንስ ቤት እስራኤል እዩ፣+ሰብ ይሁዳ ኸኣ ንሱ ዚፈትዎም ዝነበረ ኣትክልቲ* እዮም። ፍትሒ ተጸበየ፣+እንሆ ግና፡ ዘይፍትሓውነት። ጽድቂ ተጸበየ፣እንሆ ግና፡ ኣውያት።”+