ሉቃስ 21:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እሞ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እዛ ድኻ መበለት እዚኣ፡ ካብ ናይ ኵላቶም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ።+ 2 ቈረንቶስ 8:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ቅድም ድሉውነት እንተ ኣልዩስ፡ በቲ ዘለዎ መጠን ኣዝዩ ቕቡል እዩ እምበር፡+ ብዘይብሉ ኣይኰነን።