ማቴዎስ 10:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ካብ ሰብ ተጠንቀቑ፣ ንሳቶም ናብ ኣብያተ ፍርዲ+ ኣሕሊፎም ኪህቡኹምን ኣብ ምኵራባቶም+ ኪገርፉኹምን+ እዮም። ዮሃንስ 16:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ካብ ምኵራቦም ኬውጽኡኹም እዮም።+ አረ ዚቐትለኩም ዘበለስ+ ንኣምላኽ ቅዱስ ኣገልግሎት የቕርበሉ ኸም ዘሎ ዚመስሎ ሰዓት ክትመጽእ እያ።