ራእይ 7:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣነ እውን፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ትፈልጥ” በልክዎ። ንሱ ኸኣ ከምዚ በለኒ፦ “እዚኣቶም ካብቲ ብርቱዕ ጸበባ ዝወጹ እዮም፣+ ነቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ከኣ ብደም እቲ ገንሸል ሓጺቦም ኣጻዕድዮምዎ እዮም።+
14 ኣነ እውን፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ትፈልጥ” በልክዎ። ንሱ ኸኣ ከምዚ በለኒ፦ “እዚኣቶም ካብቲ ብርቱዕ ጸበባ ዝወጹ እዮም፣+ ነቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ከኣ ብደም እቲ ገንሸል ሓጺቦም ኣጻዕድዮምዎ እዮም።+