ማቴዎስ 26:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ወዲ ሰብሲ ኸምቲ እተጻሕፈሉ ኪኸይድ እዩ፣ እቲ ንወዲ ሰብ ኣሕሊፉ ዚህቦ ሰብ+ ግና ወይለኡ!+ እቲ ሰብ እትስ እንተ ዘይውለድ ምሓሾ ነይሩ።”+