ማቴዎስ 26:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ኪበልዑ ኸለዉ፡ የሱስ እንጌራ ኣልዓለ፣ ባሪኹ፡ ቈሪሱ፡+ ንደቀ መዛሙርቱ እናሃበ ድማ፡ “ውሰዱ፡ ብልዑ። እዚ ስጋይ ማለት እዩ” በሎም።+ ሉቃስ 22:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እንጌራ ኣልዒሉ+ ድማ ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ+ ስጋይ ማለት እዩ።+ እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ ሃቦም።+ 1 ቈረንቶስ 11:23, 24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 እቲ ናባኻትኩም ዘመሓላለፍክዎስ፡ ካብ ጐይታ ተቐቢለ እየ፦ ጐይታና የሱስ በታ ኣሕሊፍካ ዚውሃበላ ለይቲ፡+ እንጌራ ኣልዒሉ፡ 24 ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ስጋይ ማለት እዩ።+ እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።+
23 እቲ ናባኻትኩም ዘመሓላለፍክዎስ፡ ካብ ጐይታ ተቐቢለ እየ፦ ጐይታና የሱስ በታ ኣሕሊፍካ ዚውሃበላ ለይቲ፡+ እንጌራ ኣልዒሉ፡ 24 ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ስጋይ ማለት እዩ።+ እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።+