ሉቃስ 22:31-33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 “ስምኦን፡ ስምኦን፡ እንሆ፡ ሰይጣን ከም ስርናይ ኪሓሕየኩም ሓቲቱ እዩ።+ 32 ኣነ ግና፡ እምነትካ ኸይትጠፍእ፡ ምእንታኻ ተማህሊለ፣+ ንስኻ ድማ ምስ ተመለስካ፡ ንኣሕዋትካ ኣበራትዓዮም።”+ 33 ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣነስ ናብ ማእሰርቲ ዀነ ናብ ሞት፡ ምሳኻ ክኸይድ ተዳልየ ኣለኹ” በሎ።+ ዮሃንስ 13:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ስለምንታይ እየ ሕጂ ኽስዕበካ ዘይክእል፧ ህይወተይ* ምእንታኻ ኣሕሊፈ ኽህብ እየ” በለ።+
31 “ስምኦን፡ ስምኦን፡ እንሆ፡ ሰይጣን ከም ስርናይ ኪሓሕየኩም ሓቲቱ እዩ።+ 32 ኣነ ግና፡ እምነትካ ኸይትጠፍእ፡ ምእንታኻ ተማህሊለ፣+ ንስኻ ድማ ምስ ተመለስካ፡ ንኣሕዋትካ ኣበራትዓዮም።”+ 33 ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣነስ ናብ ማእሰርቲ ዀነ ናብ ሞት፡ ምሳኻ ክኸይድ ተዳልየ ኣለኹ” በሎ።+