ማቴዎስ 26:55, 56 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም ክትሕዙኒ መጺእኩም፧ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ተቐሚጠ እምህር ነይረ፣+ ንስኻትኩም ግና ኣይሓዝኩምንን።+ 56 እዚ ዅሉ ግና፡ እቲ ጽሑፋት* ነብያት ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዀይኑ”+ በሎም። ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ደቀ መዛሙርቲ ሓዲጎምዎ ሃደሙ።+ ሉቃስ 22:52, 53 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 52 ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ናብኡ ዝመጹ ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕ ቤተ መቕደስን ዓበይትን፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም መጺእኩም፧+ 53 መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ምሳኻትኩም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡+ ክትሕዙኒ ኢልኩም ኣእዳውኩም ኣይዘርጋሕኩምን።+ እዚኣ ግና ሰዓትኩምን ስልጣን ጸልማትን እያ” በሎም።+
55 ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ህዝቢ፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም ክትሕዙኒ መጺእኩም፧ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ተቐሚጠ እምህር ነይረ፣+ ንስኻትኩም ግና ኣይሓዝኩምንን።+ 56 እዚ ዅሉ ግና፡ እቲ ጽሑፋት* ነብያት ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዀይኑ”+ በሎም። ሽዑ፡ ኵሎም እቶም ደቀ መዛሙርቲ ሓዲጎምዎ ሃደሙ።+
52 ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ናብኡ ዝመጹ ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕ ቤተ መቕደስን ዓበይትን፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም መጺእኩም፧+ 53 መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ምሳኻትኩም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡+ ክትሕዙኒ ኢልኩም ኣእዳውኩም ኣይዘርጋሕኩምን።+ እዚኣ ግና ሰዓትኩምን ስልጣን ጸልማትን እያ” በሎም።+