ዘካርያስ 13:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ኦ ሰይፊ፡ ኣንጻር ጓሳይ፡+ኣንጻር እቲ ብጻየይ ዝዀነ ሰብ ንቓሕ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “ነቲ ጓሳ ውቕዓዮ፡+ እተን መጓሰ* ድማ ፋሕ ይበላ፣+ኢደይ ከኣ ኣንጻር እቶም ንኣሽቱ ኽመልስ እየ።” ማቴዎስ 26:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ሽዑ፡ የሱስ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡ እተን ኣባጊዕ መጓሰ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ኵላትኩም ብኣይ ክትዕንቀፉ ኢኹም።+ ዮሃንስ 16:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 እንሆ፡ ኵላትኩም ነናብ ቤትኩም ፋሕ እትብሉላ፡ ንበይነይ እውን እትሓድጉኒ ሰዓት ትመጽእ ኣላ፡+ መጺኣ እኳ ኣላ። ግናኸ፡ ኣቦይ ምሳይ ስለ ዝዀነ፡ በይነይ ኣይኰንኩን።+
7 “ኦ ሰይፊ፡ ኣንጻር ጓሳይ፡+ኣንጻር እቲ ብጻየይ ዝዀነ ሰብ ንቓሕ” ይብል የሆዋ ጐይታ ሰራዊት። “ነቲ ጓሳ ውቕዓዮ፡+ እተን መጓሰ* ድማ ፋሕ ይበላ፣+ኢደይ ከኣ ኣንጻር እቶም ንኣሽቱ ኽመልስ እየ።”
31 ሽዑ፡ የሱስ፡ “‘ነቲ ጓሳ ኽወቕዖ እየ፡ እተን ኣባጊዕ መጓሰ ድማ ፋሕ ኪብላ እየን’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ እሞ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ኵላትኩም ብኣይ ክትዕንቀፉ ኢኹም።+
32 እንሆ፡ ኵላትኩም ነናብ ቤትኩም ፋሕ እትብሉላ፡ ንበይነይ እውን እትሓድጉኒ ሰዓት ትመጽእ ኣላ፡+ መጺኣ እኳ ኣላ። ግናኸ፡ ኣቦይ ምሳይ ስለ ዝዀነ፡ በይነይ ኣይኰንኩን።+