ግብሪ ሃዋርያት 3:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን፡+ ኣምላኽ ኣቦታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣሕሊፍኩም ዝሃብኩምዎን+ ጲላጦስ ኪፈትሖ ምስ ወሰነ እኳ ኣብ ገጹ ዝኸሓድኩምዎን ጊልያኡ የሱስ+ ኣኽቢርዎ ኣሎ።+ ግብሪ ሃዋርያት 13:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ናብ ሞት ዜብጽሕ ምኽንያት እኳ እንተ ሰኣኑሉ፡+ ምእንቲ ኪቕተል፡ ንጲላጦስ ለሚኖምዎ እዮም።+
13 ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን፡+ ኣምላኽ ኣቦታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣሕሊፍኩም ዝሃብኩምዎን+ ጲላጦስ ኪፈትሖ ምስ ወሰነ እኳ ኣብ ገጹ ዝኸሓድኩምዎን ጊልያኡ የሱስ+ ኣኽቢርዎ ኣሎ።+