ማቴዎስ 27:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 እቶም ምስኡ እተሰቕሉ ኸተርቲ እውን፡ ከምኡ እናበሉ ይጸርፍዎ ነበሩ።+ 1 ጴጥሮስ 2:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ምስ ተጸርፈ፡+ መሊሱ ኣይጸረፈን።+ መከራ ኺጸግብ ከሎ ድማ፡+ ነቲ ብጽድቂ ዚፈርድ+ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣየፈራርሀን።