ኢሳይያስ 53:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ጌጋ* ዘይገበረ፡ኣብ ኣፉ እውን ምትላል ዘይተረኽቦ ኽነሱስ፡+ምስ እኩያት መቓብር ተዋሂብዎ፣*+ብሞቱ ድማ ምስ ሃብታማት* ኰይኑ።+