ማቴዎስ 10:2-4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እዚ እዩ፦+ ቀዳማይ፡ እቲ ጴጥሮስ+ ተባሂሉ ዘሎ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን፡+ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ 3 ፊልጶስን በርተሎሜዎስን፡+ ቶማስን+ ማቴዎስ+ እቲ ኣካብ ቀረጽን፡ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ታዴዎስን፡ 4 ስምኦን እቲ ቐነናውን* እቲ ደሓር ኣሕሊፉ ዝሃቦ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።+ ሉቃስ 6:14-16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቲ ጴጥሮስ ኢሉ ዝሰመዮ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን ያእቆብን ዮሃንስን ፊልጶስን+ በርተሎሜዎስን 15 ማቴዎስን ቶማስን+ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን እቲ “ቐናእ” እተባህለ ስምኦንን 16 ይሁዳ ወዲ ያእቆብን እቲ ኸዳዕ ዝዀነ ይሁዳ ኣስቆሮታውን። ግብሪ ሃዋርያት 1:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ምስ በጽሑ ኸኣ፡ ናብታ ዝቐነዩላ ደርቢ ደየቡ። ኣብኣ ድማ ጴጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን እንድርያስን ፊልጶስን ቶማስን በርተሎሜዎስን ማቴዎስን ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ስምኦን እቲ ቐናእን ይሁዳ ወዲ ያእቆብን ነበሩ።+
2 ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እዚ እዩ፦+ ቀዳማይ፡ እቲ ጴጥሮስ+ ተባሂሉ ዘሎ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን፡+ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ 3 ፊልጶስን በርተሎሜዎስን፡+ ቶማስን+ ማቴዎስ+ እቲ ኣካብ ቀረጽን፡ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ታዴዎስን፡ 4 ስምኦን እቲ ቐነናውን* እቲ ደሓር ኣሕሊፉ ዝሃቦ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።+
14 እቲ ጴጥሮስ ኢሉ ዝሰመዮ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን ያእቆብን ዮሃንስን ፊልጶስን+ በርተሎሜዎስን 15 ማቴዎስን ቶማስን+ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን እቲ “ቐናእ” እተባህለ ስምኦንን 16 ይሁዳ ወዲ ያእቆብን እቲ ኸዳዕ ዝዀነ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።
13 ምስ በጽሑ ኸኣ፡ ናብታ ዝቐነዩላ ደርቢ ደየቡ። ኣብኣ ድማ ጴጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን እንድርያስን ፊልጶስን ቶማስን በርተሎሜዎስን ማቴዎስን ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ስምኦን እቲ ቐናእን ይሁዳ ወዲ ያእቆብን ነበሩ።+