-
ሉቃስ 11:17, 18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 ንሱ ግና ሓሳባቶም ፈሊጡ፡+ ከምዚ በሎም፦ “ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ኵላ መንግስቲ ትጠፍእ፣ ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ቤት እውን ትወድቕ። 18 ከምኡ ድማ፡ ኣነ ንኣጋንንቲ ብብኤል-ዜቡል ከም ዘውጽኦም እትብሉስ፡ ሰይጣን እንተ ተኸፋፊሉ ደኣ፡ መንግስቱ ኸመይ ኢላ ትቐውም፧
-