ማቴዎስ 4:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” ድማ በሎም።+ ማርቆስ 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 የሱስ ድማ፡ “ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” በሎም።+