መዝሙር 40:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሽዑ፡ ኣነ ኸምዚ ኢለ፦ “እነኹ፡ መጺአ። ኣብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ብዛዕባይ ተጻሒፉ እዩ።+ መዝሙር 118:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ፣+ካብ ቤት የሆዋ ንባርኸኩም ኣለና። ዘካርያስ 9:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ኣዚኺ ተሓጐሲ። ኣቲ ጓል የሩሳሌም፡ እልል በሊ። እንሆ፡ ንጉስኪ ይመጽእ ኣሎ።+ ንሱ ጻድቕን ድሕነት ዜምጽእን እዩ፣*ትሑት እዩ፡+ ኣብ ኣድጊ፡ኣብ ጻዕብ፡* ኣብ ውላድ ኣድጊ ድማ ተወጢሑ ኣሎ።+ ማቴዎስ 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣነስ ስለ ንስሓኹም ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣+ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና፡ ካባይ ይብርትዕ እዩ፣ ኣነስ ኣሳእኑ ኸውጽእ እኳ ኣይበቅዕን እየ።+ ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን+ ብሓውን+ ኬጥምቐኩም እዩ።
9 ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ኣዚኺ ተሓጐሲ። ኣቲ ጓል የሩሳሌም፡ እልል በሊ። እንሆ፡ ንጉስኪ ይመጽእ ኣሎ።+ ንሱ ጻድቕን ድሕነት ዜምጽእን እዩ፣*ትሑት እዩ፡+ ኣብ ኣድጊ፡ኣብ ጻዕብ፡* ኣብ ውላድ ኣድጊ ድማ ተወጢሑ ኣሎ።+
11 ኣነስ ስለ ንስሓኹም ብማይ አጥምቐኩም ኣለኹ፣+ እቲ ድሕረይ ዚመጽእ ግና፡ ካባይ ይብርትዕ እዩ፣ ኣነስ ኣሳእኑ ኸውጽእ እኳ ኣይበቅዕን እየ።+ ንሱ ብመንፈስ ቅዱስን+ ብሓውን+ ኬጥምቐኩም እዩ።