ሉቃስ 8:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቶም ኣብ ጽቡቕ መሬት ዘለዉ ድማ፡ እዚኣቶም ነቲ ቓል ብቕኑዕን ብጽቡቕን+ ልቢ ምስ ሰምዕዎ፡ ዚዓቝርዎ፡ ብተጻዋርነት ከኣ ፍረ ዚፈርዩ እዮም።+