ማርቆስ 1:23, 24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ 24 “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧+ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!”+
23 በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ 24 “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧+ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!”+