ማቴዎስ 16:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ* እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧+ ወይስ ሰብ ኣብ ክንዲ ህይወቱ* እንታይ ይህብ፧+ ማርቆስ 8:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ* እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧+