2 ጴጥሮስ 1:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ብዛዕባ ናይ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሓይልን ኣብዚ ዚህልወሉ እዋንን፡ ዕቤቱ ብዓይንና ርኢና እምበር፡+ ብጥበብ እተማህዘ ጽውጽዋያት ስዒብና ኣይኰንናን ዘፍለጥናኩም።
16 ብዛዕባ ናይ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሓይልን ኣብዚ ዚህልወሉ እዋንን፡ ዕቤቱ ብዓይንና ርኢና እምበር፡+ ብጥበብ እተማህዘ ጽውጽዋያት ስዒብና ኣይኰንናን ዘፍለጥናኩም።