መዝሙር 71:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኦ ኣምላኽ፡ ጽድቅኻ ኽሳዕ ላዕሊ ይበጽሕ፣+ዓበይቲ ነገራት ጌርካ ኢኻ፣ኦ ኣምላኽ፡ ከማኻ ዝበለ መን እዩ፧+ መዝሙር 111:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንህዝቡ በጃ ሃቦም።+ צ [ጻዴ] ኪዳኑ ንዘለኣለም ኪኸውን ኣዘዘ። ק [ቆፍ] ስሙ ቕዱስን ዜፍርህን እዩ።+