ማቴዎስ 6:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣብ ክንዳኡስ፡ ብልዒ ኣብ ዘይበልዖ፡ ምራተ ኣብ ዘየመርቶ፡+ ሰረቕቲ ኸኣ ኣትዮም ኣብ ዘይሰርቅዎ፡ ኣብ ሰማይ መዛግብቲ ኣክቡ።+ 21 መዝገብካ ኣብ ዘለዎስ፡ ኣብኡ ድማ ልብኻ ኣሎ። ሉቃስ 16:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “እብለኩም ኣለኹ፦ ምስ ተወድኣኩም፡ ኣብ ናይ ዘለኣለም መንበሪ ምእንቲ ኪቕበሉኹምሲ፡+ ብገንዘብ ዓመጻ ኣዕሩኽ ግበሩ።+ 1 ጢሞቴዎስ 6:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ሰናይ ኪገብሩ፡ ብሰናይ ግብሪ ኺህብትሙ፡ ለጋሳትን መማቐልትን ኪዀኑ፡+ 19 በዚ ኸምዚ ኸኣ ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ኣጽኒዖም ምእንቲ ኺሕዝዋስ፡+ ንመጻኢ ጽቡቕ መሰረት ንርእሶም ኪእክቡ ኣዝዞም።+
20 ኣብ ክንዳኡስ፡ ብልዒ ኣብ ዘይበልዖ፡ ምራተ ኣብ ዘየመርቶ፡+ ሰረቕቲ ኸኣ ኣትዮም ኣብ ዘይሰርቅዎ፡ ኣብ ሰማይ መዛግብቲ ኣክቡ።+ 21 መዝገብካ ኣብ ዘለዎስ፡ ኣብኡ ድማ ልብኻ ኣሎ።
18 ሰናይ ኪገብሩ፡ ብሰናይ ግብሪ ኺህብትሙ፡ ለጋሳትን መማቐልትን ኪዀኑ፡+ 19 በዚ ኸምዚ ኸኣ ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ኣጽኒዖም ምእንቲ ኺሕዝዋስ፡+ ንመጻኢ ጽቡቕ መሰረት ንርእሶም ኪእክቡ ኣዝዞም።+