መዝሙር 111:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንህዝቡ በጃ ሃቦም።+ צ [ጻዴ] ኪዳኑ ንዘለኣለም ኪኸውን ኣዘዘ። ק [ቆፍ] ስሙ ቕዱስን ዜፍርህን እዩ።+ ሉቃስ 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንዅላቶም ፍርሃት ሓዞም፡ “ዓብዪ ነብዪ ተንሲኡልና፡”+ ከምኡ ድማ “ኣምላኽ፡ ቈላሕታኡ ናብ ህዝቡ ገይሩ”+ እናበሉ ኸኣ ንኣምላኽ ኣሞገስዎ።