2 ጴጥሮስ 3:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 የሆዋስ፡* ኵሎም ናብ ንስሓ ኺበጽሑ እምበር፡+ ሓደ እኳ ኺጠፍእ ስለ ዘይደሊ፡ ምእንታኹም ይዕገስ ኣሎ እምበር፡ ከምቲ ንገሊኦም ዚድንጒ ዚመስሎም፡ ንተስፋኡ ኣየደንጕዮን እዩ።+
9 የሆዋስ፡* ኵሎም ናብ ንስሓ ኺበጽሑ እምበር፡+ ሓደ እኳ ኺጠፍእ ስለ ዘይደሊ፡ ምእንታኹም ይዕገስ ኣሎ እምበር፡ ከምቲ ንገሊኦም ዚድንጒ ዚመስሎም፡ ንተስፋኡ ኣየደንጕዮን እዩ።+