ማቴዎስ 22:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እምበኣር፡ ካብ ከተማ ናብ ዜውጽእ መገድታት ኬድኩም፡ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ዓድሙ’ በሎም።+ 10 እቶም ባሮት ከኣ፡ ናብ መገድታት ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንእኩያትን ንሕያዎትን ኣከብዎም፣ እቲ ኣዳራሽ መርዓ ድማ፡ በቶም ኣብ መኣዲ እተቐመጡ መልአ።
9 እምበኣር፡ ካብ ከተማ ናብ ዜውጽእ መገድታት ኬድኩም፡ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ዓድሙ’ በሎም።+ 10 እቶም ባሮት ከኣ፡ ናብ መገድታት ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንእኩያትን ንሕያዎትን ኣከብዎም፣ እቲ ኣዳራሽ መርዓ ድማ፡ በቶም ኣብ መኣዲ እተቐመጡ መልአ።